Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 26:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 ከንቱ ኣብ ዝኾነ ባይቶ ኣይተቐመጥኩን፤ ምስ ዓመፅትውን ኣይኣተኹን።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 26:4
11 Referencias Cruzadas  

“ኣነ ብሓሰት ዝነብር እንተ ነይረ፥ እግረይውን ንምትላል ጐይዩ እንተ ኾይኑ፥


ብምኽሪ ኽፉኣት ዘይኸደ፥ ኣብ መንገዲ ሓጥኣን ከዓ ዘይቆመ፥ ኣብ መንበር መላገፅቲ ድማ ዘይተቐመጠ ብፁእ እዩ።


ቀይናን ልቢ ኣይተኸተለንን፤ ክፉእ ካባይ ምስ ረሓቐ ኣይፈለጥኩን።


ትእዛዛት ኣምላኸይ ክደልስ፥ ኣቱም ዓመፀኛታት ካባይ ረሓቑ።


ኣነ ብፃይ እቶም ኵሎም ዝፈርሑኻን፥ ንትእዛዛትካ ዝሕልዉን እየ።


መሬቱ ዝሓርስ ሰብ፥ እንጀራ ይፀግብ፤ ንኸንቱ ነገር ዝጐዪ ግና ኣእምሮ ዝጐደሎ እዩ።


ምስ ለባም ዝመላለስ ለባም ይኸውን፤ ምስ ዓያሹ ዝተዓራረኽ ግና መከራ ይቕበል።


ብህይወት ክትነብሩስ ስንፍና ሕደጉ፤ ብመንገዲ ምስትውዓል ድማ ተመላለሱ።


ኣብ ባይቶ መላገፅቲ ኣይተቐመጥኩን፤ ባህውን ኣይበለንን። ብቝጥዓ መሊእኻኒ ኢኻሞ፥ ኣብ ቅድሚ ኢድካ በይነይ ተቐመጥኩ።


ኣይትታለሉ፤ ሕማቕ ዕርክነት ንፅቡቕ ባህርይ የበላሽዎ እዩ።


“ ‘ስለዙይ ካብ ማእኸሎም ውፁ፤ ዝተፈለኹም ኩኑ’ ይብል እግዚኣብሄር። ‘ርኹስ ኣይትንክኡ፤ ኣነውን ክቕበለኩም እየ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos