Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 146:1 - መፅሓፍ ቅዱስ

1 ሃሌ ሉያ። ኦ ነፍሰይ፥ ንእግዚኣብሄር ኣመስግኒ!

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 146:1
4 Referencias Cruzadas  

ኦ ነፍሰይ፥ ንእግዚኣብሄር ባርኺ፤ ኵሉ ኣዕፅምተይውን ንቕዱስ ስሙ ይባርኽ።


ኣቱም ኣብ ትሕቲ ግዝኣቱ እትነብሩ፥ ኵልኻትኩም ፍጡራቱ፥ ንእግዚኣብሄር ባርኽዎ፤ ኦ ነፍሰይ፥ ንእግዚኣብሄር ባርኺ።


ሓጥኣን ካብ ምድሪ ኽጠፍኡ እዮም፤ ዓመፀኛታትውን ደጊም ኣይህልዉን። ኦ ነፍሰይ፥ ንእግዚኣብሄር ባርኺ፤ ሃሌ ሉያ።


ትእዛዛቱ ምእንቲ ኽሕልዉን፥ ሕጉውን ምእንቲ ኽፍፅሙን እዩ። ሃሌ ሉያ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios