Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 139:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ፀልማት ኣባኻ ኣይፅልምትን እዩሞ፥ ለይቲ እውን ከም መዓልቲ ተብርህ እያሞ፥ ከም መጠን ፀልማታ ብርሃና ኸምኡ እዩ።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 139:12
6 Referencias Cruzadas  

ሲኦል ኣብ ቅድሚኡ ዕሩቕ እዩ፤ ንጥፍኣትውን መጋረዲ የብሉን።


እቶም ገበርቲ ሓጢኣት ዝሕብኡሉ፥ ፀልማት ወይ ድነ ሞት የለን።


ናብ መንጎ ግብፃውያንን ደቂ እስራኤልን ድማ ኣተወ። በቱይ ወገን ደመናን ፀልማትን ነበረ፤ በዙይ ወገን ግና ነቲ ለይቲ ኣብርሆ። ስለዙይ በታ ለይቲ እቲኣ ሓደ ናብቲ ሓደ ኣይቀረበን።


እቲ ህዝቢ ርሕቕ ኢሉ ቖመ፤ ሙሴ ግና ናብቲ እግዚኣብሄር ዘለዎ ፀልማት ቀረበ።


ንዝዓመቘን ንዝተሰወረን ምስጢር ይገልፅ፤ ነቲ ኣብ ፀልማት ዘሎ ይፈልጦ፤ ብርሃንውን ምስኡ ይነብር።


ኣብ ቅድሚ ዓይኑ፥ ኩሉ ነገር ቅሉዕን ስጡሕን እዩ እምበር፥ ካብ እግዚኣብሄር ዝሕባእ ፍጡር የለን፤ ንእኡ ኸዓ ኢና መልሲ እንህብ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos