Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 139:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11 ብርግፅ ፀልማት ክትሽፍነኒ እያ እንተ በልኩ፥ ለይቲ ኣብ ዙርያይ ብርሃን ትኸውን።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 139:11
8 Referencias Cruzadas  

ፍርቂ ለይቲ ተሲኣ ኸዓ፥ ኣነ ገረድካ ደቂሰ እንተለኹ፥ ነቲ ወደይ ካብ ሕቝፈይ ወሲዳ ኣብ ሕቝፋ ኣደቀሰቶ፤ ነቲ ምዉት ወዳ ግና ኣብ ሕቝፈይ ኣደቀሰቶ።


ንዕሙቕ ነገር ካብ ፀልማት ይቐልዕ፤ ንፅላል ሞትውን ናብ ብርሃን የውፅኦ።


እቶም ገበርቲ ሓጢኣት ዝሕብኡሉ፥ ፀልማት ወይ ድነ ሞት የለን።


“እግዚኣብሄር ኣይርእን፤ ኣምላኽ ያእቆብውን ኣየስተብህልን እዩ” በሉ።


እቶም ንምኽሮም ካብ እግዚኣብሄር ኣዕሚቖም ዝሓብኡ፥ ተግባሮም ከዓ ብፀልማት ዝገብሩ እሞ “መን ይሪአና? መንከ ይፈልጠና?” ዝብሉ ወይለኦም!


ኣነ ኸይሪኦ ኣብ ስውር ስፍራ ኽሕባእ ዝኽእልዶ ኣሎ? ይብል እግዚኣብሄር። ሰማይን ምድርን ዝመላእኹስ ኣነዶ ኣይኮንኩን? ይብል እግዚኣብሄር።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos