8 ብሰብ ካብ ምትእምማን፥ ብእግዚኣብሄር ምትእምማን ይበልፅ።
ላባ ድማ “እንታይ እሞ ኽህበካ?” በሎ። ያእቆብ ከዓ፥ “ሓደ እኳ ኣይትሃበኒ። ከምዙይ እንተ ገበርካለይ ግና ነባጊዕኻ መሊሰ ኽጓስየንን ክከናኸነንን እየ።
ምድሓን ብዘይኽእሉ በሕሉቕን፥ ብደቂ ሰባትን ኣይትተኣመኑ።
እቲ ንእግዚኣብሄር ዝእመን፥ ናብ ትዕቢተኛን ናብ ሓሳዊን ዘይጠመተ ሰብ ብፁእ እዩ።