Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 118:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 ኣብ ጊዜ መከራይ ንእግዚኣብሄር ፀዋዕኽዎ፤ ሰምዐኒ፤ ኣስፍሐለይውን።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 118:5
15 Referencias Cruzadas  

ሽዑ ያእቆብ የመና ፈርሐ፤ ተጨነቐውን። ምስኡ ንዝነበሩ ሰባትን ኣባጊዕን ኣጣልን ከፍትን ኣግማልን ኣብ ክልተ ኽፋል ከፈሎም፤


ምስ ጨነቖም ናብ እግዚኣብሄር ኣእወዩ፤ ካብ መከራኦምውን ኣድሓኖም።


ምስ ጨነቖም ናብ እግዚኣብሄር ኣእወዩ፤ ንሱውን ካብ መከራኣቶም ኣድሓኖም።


ብጊዜ ጭንቀተይ ናብ እግዚኣብሄር ኣእዌኹ፤ ንሱውን ሰምዐኒ።


ናብ ሰፊሕ ቦታውን ኣውፅአኒ፤ ፈትዩኒ እዩሞ ኣድሓነኒ።


እግዚኣብሄር ከም ፅድቀይ ክኸፍለኒ እዩ፤ ከም ንፅህና ኢደይውን ክፈድየኒ እዩ።


ብጊዜ መከራይ ንእግዚኣብሄር ፀዋዕኹዎ፤ ናብ ኣምላኸይውን ኣእዌኹ፤ ካብ መቕደሱውን ድምፀይ ሰምዐ፤ ገዓረይውን ኣብ ቅድሚኡ ናብ ኣእዛኑ ኣተወ።


ኣብ ኢድ ፀላኢየይ ኣይዓፀኻንን፤ ነእጋረይ ኣብ ሰፊሕ ቦታ ኣቖምካየን።


ብመዓልቲ መከራይ ንእግዚኣብሄር ደለኽዎ፤ ኣእዳወይ ብለይቲ ኣብ ቅድሚኡ እየን፤ ኣይዓረፍኩንውን፤ ነፍሰይውን ክትፀናናዕ ኣይከኣለትን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos