Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 118:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 ሕያዋይ ከም ዝኾነ፥ ምሕረቱ ንዘለኣለም ከም ዝኾነ፥ ኵሎም እቶም ንእግዚኣብሄር ዝፈርሑ ሕዚ ይንገሩ።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 118:4
5 Referencias Cruzadas  

እግዚኣብሄር ሕያዋይ፥ ምሕረቱውን ንዘለኣለም እዩሞ፤ ሓቁ ድማ ንውሉድ ወለዶ እዩሞ።


ቤት እስራኤል፥ ብእግዚኣብሄር ተኣመኑ፤ ረዳኢኦምን እምንቶኦምን ንሱ እዩ።


ሰናይ እዩሞ፥ ምሕረቱውን ንዘለኣለም እዩሞ፥ ንእግዚኣብሄር ኣመስግንዎ።


“ኣቱም ንእግዚኣብሄር እትፈርሑ ኣመስግንዎ፤ ኣቱም ዘርኢ ያእቆብ ኵልኻትኩም ኣኽብርዎ፤ ኵልኻትኩም ዘርኢ እስራኤልውን፥ ፍርሕዎ።


ብድሕሪዙይ “ኣቱም እትፈርሕዎ ዅልኻትኩም፥ ኣናእሽቱን ዓበይትን ኣገልገልቱ፥ ንኣምላኽና ወድስዎ” ዝብል ድምፂ፥ ካብቲ ዙፋን ወፀ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos