Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 118:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ሕያዋይ ከም ዝኾነ፥ ምሕረቱ ንዘለኣለም ከም ዝኾነ፥ ቤት ኣሮን ሕዚ ይንገሩ።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 118:3
6 Referencias Cruzadas  

ቤት ኣሮን፥ ብእግዚኣብሄር ተኣመኑ፤ ረዳኢኦምን እምንቶኦምን ንሱ እዩ።


ንስኻትኩምውን ቅዱሳን ካህናት ኴንኩም፥ ነቲ ብኢየሱስ ክርስቶስ፥ ኣብ እግዚኣብሄር ቅቡል ዝኾነ መንፈሳዊ መስዋእቲ ምእንቲ ኽተቕርቡ፥ ከም ህያዋን ኣእማን ኴንኩም፥ ኣብ መንፈሳዊ ቤት ተሃነፁ።


ንእግዚኣብሄር ኣቦኡ ድማ፥ መንግስትን ካህናትን ዝገበረና፥ ክብርን ስልጣንን ንዘለኣለመ ኣለም ንእኡ ይኹኖ። ኣሜን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos