Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 118:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11 ምኽባብስ ከበቡኒ፤ ግና ብስም እግዚኣብሄር ኣሰነፍኩዎም።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 118:11
6 Referencias Cruzadas  

ኢዮኣብ ከዓ ብቕድሚትን ብድሕሪትን ከም ዝተኸበበ ምስ ረአየ፥ ካብ ኵሎም እስራኤል ጀጋኑ ሓርዩ፥ ኣብ ቅድሚ ሶርያውያን ኣሰለፎም።


ዝረድኦም ደልዮም ኣእወዩ፤ ዘናግፎም ግና ኣይረኸቡን፤ ናብ እግዚኣብሄር ከዓ ኣእወዩ፤ ንሱውን ኣይሰምዖምን።


ኵሉ መዓልቲ ኸም ማይ ከበቡኒ፤ ሓቢሮምውን ሓዙኒ።


ንፈተውተይን ንብፆተይን፥ ካባይ ኣርሓቕካዮም፤ ነዝማደይውን ካብ መከራ ዝተልዓለ ኻባይ ኣርሓቕካ።


ሳኦልን ሰዓብቱን ነቲ ጎቦ ብሓደ ወገኑ ኸዱ፤ ዳዊትን ሰዓብቱን ድማ ነቲ ጎቦ በቲ ኻልኣይ ወገኑ ኸዱ። ሳኦልን ሰዓብቱን ድማ ንዳዊትን ንሰዓብቱን ክሕዝዎም ከቢቦምዎም ነበሩ እሞ፥ ዳዊት ካብ ቅድሚ ሳኦል ቀልጢፉ ሃደመ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos