Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 118:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 ኵሎም ኣህዛብ ከበቡኒ፤ ግና ብስም እግዚኣብሄር ኣሰነፍኩዎም።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 118:10
12 Referencias Cruzadas  

ዝባን ፀላእተይ ሃብካኒ፤ ነቶም ዝፀልኡኒ ኸዓ ኣጥፋእኻዮም።


ዝረድኦም ደልዮም ኣእወዩ፤ ዘናግፎም ግና ኣይረኸቡን፤ ናብ እግዚኣብሄር ከዓ ኣእወዩ፤ ንሱውን ኣይሰምዖምን።


ኵሉ መዓልቲ ኸም ማይ ከበቡኒ፤ ሓቢሮምውን ሓዙኒ።


ንፈተውተይን ንብፆተይን፥ ካባይ ኣርሓቕካዮም፤ ነዝማደይውን ካብ መከራ ዝተልዓለ ኻባይ ኣርሓቕካ።


በታ መዓልቲ እቲኣ፥ ንኢየሩሳሌም ንዅሎም ኣህዛብ ከቢድ እምኒ ኽገብራ እየ፤ እቶም ኵሎም ክስከምዋ ዝፍትኑ፥ ንባዕላቶም የመና ኽቘስሉ እዮም፤ ኵሎም ኣህዛብ ምድሪ እውን፥ ኣብ ልዕሊኣ ኽእከቡ እዮም።


እዞም ነገስታት እዚኣቶም ኵሎም ተኣኪቦም ምስ እስራኤል ክዋግኡ ኣብ ማይ ማሮን መፂኦም ብሓደ ሰፈሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos