Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 11:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 “ንቕኑዓት ልቢ ብስውር ምእንቲ ኽወግእዎም፥ እንሆ ኽፉኣት ሰባት ቀስቶም ገቲሮም፥ ንፍላፃኦምውን ኣብ መንትግ ኣዳልዮም ኣለዉ።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 11:2
18 Referencias Cruzadas  

ብትዕቢት ሓጥእ፥ ድኻ ይናደድ፤ ብዝሓሰብዎ ተንኰል ተትሓዙ።


ኦ ጐይታ፥ ነቶም ሕያዎትን ነቶም ቅኑዓት ልብን ሰናይ ግበረሎም።


ነፍሰይ ኣብ ውሽጠይ ምስ መንመነት፥ ንስኻ መንገደይ ትፈልጥ፤ ኣብታ ዝኸደላ መንገዲ፥ መፈንጠር ሓብኡለይ።


ንድሕሪት ትመልሶም፤ ቀስትኻ ናብ ገፆም ኣቢልካ ኽተዳሉ ኢኻ።


ኦ ፃድቃን፥ ብእግዚኣብሄር ደስ ይበልኩም፤ ተሓጐሱውን፤ ኵልኻትኩም ቅኑዓት ልቢ ድማ ዕልል በሉ።


ሓጢኣተኛታት ንድኻታትን ንፅጉማትን ከውድቑ፥ ነቶም ቅኑዓት ልቢውን ክወግኡ፥ ሰይፎም መዘዙ፤ ቀስቶምውን ገተሩ።


ፃድቕ ብእግዚኣብሄር ይሕጐስ፤ ብእኡ ኸዓ ይእመን፤ ኵሎም ቅኑዓት ልቢ ዕልል ክብሉ እዮም።


እግዚኣብሄር ናይ ፅድቂ ዋልታይ እዩ፤ ንሱ ንቕኑዓት ልቢ የድሕኖም እዩ።


እንተ ዘይተመሊስኩም ግና፥ ሰይፉ ይስሕል፤ ቀስቱውን ገተረ፤ ኣዳለወውን።


ፍርዲ ናብ ፅድቂ ኽሳዕ ዝምለስ፥ ኵሎም ቅኑዓት ልቢ ክኽተልዎ እዮም።


ብርሃን ንፃድቃን፥ ደስታ ኸዓ ንቕኑዓት ልቢ ወፀ።


ንሳቶም ንልሳኖም ከም ቀስቲ ገይሮም፥ ሓሰት ይግትሩ ኣለዉ፤ ኣብ ምድሪ ብሓሰት በርትዑ፥ ግና ንሓቂ ኣይኮነን። ካብ ክፍኣት ናብ ክፍኣት ይኸዱ ኣለዉ፤ ንኣይ ኣይፈለጡንን እዮም፤ ይብል እግዚኣብሄር።


ንኢየሱስ ብተንኰል ሒዞም ክቐትልዎ ድማ ተማኸሩ።


ሳኦል ድማ “ፍልስጥኤማውያን ምእንቲ ኽቐትልዎ መፈንጠር ክትኮኖ፥ ንኣኣ ኽህቦ እየ” ኢሉ ሓሰበ። ስለዙይ ሳኦል ንዳዊት ካልኣይ ጊዜ “ሎሚውን ሰብኣይ ጓለይ ክትከውን ኢኻ” በሎ።


ዳዊት ግና ሳኦል ክፉእ ከም ዝመኸረሉ ፈሊጡ ንኻህን ኣብያታር “ኤፉድ ኣምፅእ” በሎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios