Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 102:6 - መፅሓፍ ቅዱስ

6 ከምቲ ኣብ ምድረ በዳ ዝነብር ኣባ ጕምባሕ መሰልኩ፤ ከምቲ ኣብ ዑና ዘሎ ጉጓውን ኮንኩ።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 102:6
8 Referencias Cruzadas  

ቈርበት ምስ ስጋይን ምስ ኣዕፅምተይን ተጣቢቑ፥ ግርፃነይ ጥራሕ ተሪፉኒ።”


ከም ለዃዂቶን ከም ራዛን ጭቝጭቝ በልኩ፤ ከም ርግቢውን ቈዘምኩ፤ ኣዒንተይ ናብ ላዕሊ ብምጥማት ደኸማ፤ ኦ እግዚኣብሄር፥ እጭነቕ ኣለኹሞ ዋልታ ኹነኒ።


ሰገን፥ ጕጓ፥ ሮብራ፥ ተገዳር ሓረስታይ በብዓይነቱ።


“በዝ ምኽንያት እዙይ እበክን፥ ዋይ ዋይ እብልን፥ ጥራሕ እግረይን ጥራሕ ሰብነተይን ኮይነ እኸይድ፥ ከም ውኻርያ እበኪ፥ ከም ሰገን ከዓ ድምፂ ሓዘን ኣስምዕ ኣለኹ።


ንሳ ናይ ኵሎም ኣህዛብ እንስሳ ዝዔማላ ስፍራ ኽትከውን እያ። ኣባ ጕምባሕን ቅንፍዝን ኣብቲ ዝፈረሰ ጕልላታ ኽሓድሩ እዮም፤ ድምፆም ከዓ ኻብቲ መሳዅታ ኽስማዕ እዩ። ኳዃት ኣብ ልዳውታ ኾይኖም ከድምፁ እዮም፤ እቲ ብፅሕዲ ሊባኖስ ዝተሰርሐ ስርሓት ድማ ኽቕላዕ እዩ።


ንሱ ኸዓ፦ “እታ ዓባይ ባቢሎን ወዲቓ! ወዲቓ! መሕደሪ ኣጋንንትን፥ ሰፈር ኵሎም ርኹሳት መናፍስትን፥ ሰፈር ኵሉ ርኹስን፥ ሰፈር ዘፀይፍ ኵሉ ኣዕዋፍን ኮይና፤


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos