Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 102:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 ካብ ድምፂ ገዓረይ ዝተልዓለ ስጋይ ምስ ኣዕፅምተይ ተጣበቐ።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 102:5
10 Referencias Cruzadas  

ከም ዕምበባ ይዕምብብ እሞ ይረግፍ፤ ከም ፅላሎት ይሃድም፤ ኣይፀንዕንውን።


ቈርበት ምስ ስጋይን ምስ ኣዕፅምተይን ተጣቢቑ፥ ግርፃነይ ጥራሕ ተሪፉኒ።”


ኣነ ብጭንቐተይ ደኺመ ኣለኹ፤ ኵሉ ለይቲ ዓራተይ ሓፀብኩ፤ ንመንፀፈይ ከዓ ብንብዓተይ ኣርሓስኩ።


እግዚኣብሄር ንድምፂ ብኽያተይ ሰሚዕዎ እዩ እሞ፤ ኣቱም ገበርቲ ዓመፅ፥ ኵልኻትኩም ካባይ ረሓቑ።


ብንጉሆ ይበቍል፥ ይሓልፍውን፤ ኣጋ ምሸት ግና ፀምልዩ ነቒፁ ይወድቕ።


ደስ ዝበላ ልቢ፥ ሰናይ መድሓኒት እያ፤ ሕዙን መንፈስ ግና ነዕፅምቲ የንቅፆ።


ሔት። ግና ኻብ ፀለሎ ፀሊሞም፤ ኣብ መንገዲ ዘለልዮም የለን፤ ቈርበቶም ምስ ኣዕፅምቶም ተጣቢቑ፤ ከም ዕንፀይቲውን ነቐፁ።


ንሱ በብዓመቱ እዙይ ብዝገበረ ቝፅሪ፥ ንሳውን በብዓመቱ ናብ ቤት እግዚኣብሄር ብዝደየበትሉ ቝፅሪ፥ ተበሳጭዋ ነበረት፤ ሃናውን ትበኪ ነበረት፤ ዝኾነውን ኣይትጥዕምን ነበረት።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos