Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 102:25 - መፅሓፍ ቅዱስ

25 ኦ ጐይታ፥ ንስኻ ኣቐዲምካ ንምድሪ መስረትካ፤ ሰማያትውን ግብሪ ኣእዳውካ እዮም።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 102:25
12 Referencias Cruzadas  

እግዚኣብሄር ብመጀመርታ ሰማይን ምድርን ፈጠረ።


ሰማያትን ምድርን እቲ ዅሉ ሰራዊቶምን ተፈፀሙ።


እምባታት እንተይተወለዱ፥ ምድርን ዓለምንውን እንተይተፈጠሩ፥ ንስኻ ኻብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ንስኻ ኢኻ።


ኦ ጐይታ፥ እንሆ ፀላእትኻ ኽጠፍኡ እዮም እሞ፤ ኵሎም ገበርቲ ዓመፅውን ክብተኑ እዮም እሞ።


ኵሎም ኣማልኽቲ ኣህዛብ፥ ኣጋንንቲ እዮም፤ እግዚኣብሄር ግና ንሰማያት ፈጠረ።


እግዚኣብሄር ብሽዱሽተ መዓልቲ ሰማይን ምድርን ባሕርን ኣብኣቶም ዘሎ ዅሉን ፈጢሩ፥ ብሻውዐይቲ መዓልቲ ኣዕሪፉ እዩሞ፥ ስለዙይ እግዚኣብሄር ንመዓልቲ ሰንበት ባረኻ፤ ቀደሳውን።


ኣነ “ኣብ ማእኸል መዋእል ህይወተይ እንተለኹ፥ ናብ ደገታት ሲኦል ክኸይድ ድየ? ነተን ዝተረፋ ዓመታተይ ክስእን ድየ?” በልኩ።


“ኦ ጐይታ እግዚኣብሄር፥ እንሆ፥ በቲ ዓብዪ ሓይልኻን በታ እተዘርግሐት ቅልፅምካን፥ ሰማይን ምድርን ዝፈጠርካ ንስኻ ኢኻ። ንኣኻ ዘይከኣለካ ነገር የለን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos