Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 102:19 - መፅሓፍ ቅዱስ

19 “እግዚኣብሄር ካብ ላዕሊ ኻብ መቕደሱ ኾይኑ ጠሚቱ እዩ እሞ፤ ኣብ ሰማይ ኮይኑ ናብ ምድሪ እውን ተመልከተ፤

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 102:19
10 Referencias Cruzadas  

ሽዑ ንስኻ ኣብ ሰማይ፥ ኣብታ እትነብረላ ስፍራ ዄንካ ስማዕ፤ ይቕረ ኸዓ በል፤ ርድኣዮውን፤ ንልቢ ዅሎም ደቂ ሰብ እትፈልጦ ንስኻ በይንኻ ኢኻ እሞ፥ ኣብታ ነቦታትና ዝሃብካዮም ምድሪ ዝነብሩለን ኵለን መዓልቲታት ምእንቲ ኽፈርሑኻስ፥ ንነፍሲ ወከፍ ልቡ እትፈልጥ፥ ከከም መንገዱ ኽፈሎን ሃቦን።


ኵሎም ህዝብታት ምድሪ ንስምካ ምእንቲ ኽፈልጡ እሞ ኸም ህዝብኻ እስራኤል ገይሮም ክፈርሑኻ፥ እዛ ዝሰራሕኽዋ ቤተ መቕደስ ከዓ ብስምካ ኸም ዝተሰምየት ክፈልጡስ፥ ንስኻ ኣብ ሰማይ፥ ኣብታ እትነብረላ ስፍራ ዄንካ ስምዓዮ፤ ነቲ ጓና ኸዓ ኸምቲ ዅሉ ዝለመነካ ግበረሉ።


ነቶም ብምሉእ ልቦም ናብኡ ዝፅግዑ ምእንቲ ኸፅንዖም፥ ዓይኒ እግዚኣብሄር ናብ ኵሉ ምድሪ እዩ ዝርኢ። በዙይስ ስንፍና ኢኻ ዝገበርካ፤ ስለዙይ ድማ ኻብ ሕዚ ጀሚሩ ውግእ ክለዓለካ እዩ” በሎ።


“እግዚኣብሄር ኣብ ሰማይዶ ልዕል ልዕል ኣይብልን? ከዋኽብቲውን ከመይ ልዕል ልዕል ከም ዝበሉ ተመልከት።


ንእግዚኣብሄር ዝደሊ ለባም ሰብ እንተሊዩ ኽርኢ ኢሉ፥ እግዚኣብሄር ካብ ሰማይ ናብ ደቂ ሰብ ጠመተ።


እቲ ንኣይ ዝፈጠርክዎ ህዝቢ፥ ምስጋናይ ክናገር እዩ።”


ካብቲ ቅዱስ መሕደሪኻ፥ ካብ ሰማይ ጠምት እሞ ንህዝብኻ እስራኤልን ነታ ኸምቲ ነቦታትና ዝመሓልካሎም፥ ንኣናውን ዝሃብካና፥ ፀባን መዓርን እተውሕዝ ፍርያም ምድሪ ባርኽ።’


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios