Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 102:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11 ዘመነይ ከም ፅላሎት ሓለፈ፤ ኣነውን ከም ሳዕሪ ነቒፀ ኣለኹ።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 102:11
12 Referencias Cruzadas  

ከም ዕምበባ ይዕምብብ እሞ ይረግፍ፤ ከም ፅላሎት ይሃድም፤ ኣይፀንዕንውን።


በዙይን በቱይን ኣፍረሰኒ፤ ኣነውን ከድኩ፤ ንተስፋይ ከም ኦም ነቐሎ።


ከም ዝሓለፈ ፅላሎት ሃለቕኩ፤ ከም ኣንበጣውን ረገፍኩ።


ሰብ ከንቱ ይመስል፤ መዓልትታቱ፥ ድማ ኸም ፅላሎት ይሓልፍ።


ኣብዝ ሓፂር፥ ከንቱ፥ ከም ፅላሎት ዝሓልፍ ህይወት ወዲ ሰብ፥ እቲ ዝሐሸ ነገር እንታይ ከም ዝኾነ ዝፈልጥ መን እዩ? ወይ ከዓ ንሰብ ብድሕሪኡ ኣብ ትሕቲ ፀሓይ እንታይ ከም ዝኸውን መን ክነግሮ ይኽእል?


ኣሌፍ። ብበትሪ ቝጥዓኡ መከራ ዝረአየ ሰብ ኣነ እየ፤


እቲ ሃብታም ከዓ ትሕት ብምባሉ ይመካሕ፤ ንሱ ኸም ዕምበባ ሳዕሪ ኽሓልፍ እዩ እሞ።


ንስኻትኩም ነቲ ፅባሕ ዝኸውን እኳ ኣይትፈልጡን ኢኹም። ህይወትኩምከ እንታይ እያ? ንቑሩብ ጊዜ ተርእዩ ኸም ዝጠፍእ ግመ ኢኹም።


“ኵሉ ሰብ ከም ሳዕሪ እዩ፤ ኵሉ ኽብሩውን ከም ዕምበባ በረኻ እዩ፤ እቲ ሳዕሪ ይነቅፅ፤ እቲ ዕምበባውን ይረግፍ፤


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos