Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መዝሙረ ዳዊት 101:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 ትዕቢት ዝገብር ኣብ ውሽጢ ገዛይ ኣይነብርን፤ ሓሰት ዝዛረብ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ኣይቐውምን።

Ver Capítulo Copiar




መዝሙረ ዳዊት 101:7
10 Referencias Cruzadas  

ኣነ ግና ብብዝሒ ምሕረትካ ናብ ቤትካ ኽኣቱ እየ፤ ንኣኻ ብምፍራሕ ናብ ቅድስቲ መቕደስካ እሰግድ ኣለኹ።


ኣንደበትካ ሓጢኣት ይሓስብ፤ ከም ዝተስሓለ መላፀ ጥበራ ገበርካ።


መራሒ፥ ሓሰት ዝሰምዕ እንተ ደኣ ኾይኑ፥ እቶም ካብኡ ንታሕቲ ዘለዉ ዅሎም፥ ዓመፀኛታት ይኾኑ።


ኢደይ ከዓ ነቶም ከንቱነት ዝሪኡን ሓሰት ዝንበዩን ነቢያት ክትፃረሮም እያ፤ ንሳቶም ኣብ ባይቶ ህዝበይ ኣይህልዉን፤ ኣብ መፅሓፍ ቤት እስራኤል ድማ ኣይፀሐፉን፤ ናብ ምድሪ እስራኤል ከዓ ኣይኣትዉን እዮም፤ ኣነውን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምዃነይ ክፈልጡ እዮም።


ኣይትስረቕ፤ ኣይትኽሓድ፤ ንስንሳትኩም ሕሶት ኣይትነጋገሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos