9 ንሌዋውያን ድማ ናብ ቅድሚ እቲ መራኸቢ ድንኳን ኣቕርቦም፤ ንዅሉ ህዝቢ እስራኤልውን ኣክቦ።
ከምቲ ኣብ መፅሓፍ ሙሴ ተፅሒፉ ዘሎ ኸዓ ኻህናት በብስርዓቶም ሌዋውያን በብኽፍሎም ኣብ ኢየሩሳሌም ንእግዚኣብሄር ከገልግሉ ኣቖሙ።
“ንኣሮንን ንደቁን ድማ፥ ናብ ኣፍ ደገ እቲ መራኸቢ ድንኳን ኣቕሪብካ ብማይ ሕፀቦም።
ንዅሉ እቲ ማሕበር ኣብኡ ኣክቦም” በሎ።