Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 8:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11 ኣሮን ድማ ንሌዋውያን፥ ንስራሕ ንኣገልግሎት እግዚኣብሄር ድልዋት ምእንቲ ክኾኑ፥ ደቂ እስራኤል ዝውፍይዎ ኣብ ቅድመይ እናወዝወዝካ ኸም ዝቐርብ መስዋእቲ ገይሩ ናብ እግዚኣብሄር የቕርቦም።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 8:11
9 Referencias Cruzadas  

ነዝ ዅሉ ድማ ኣብ ኣእዳው ኣሮንን ኣብ ኣእዳው ደቁን ኣንብሮ፤ ሽዑ ናባይ እናወዝወዝካ ኸም ዝቐርብ መስዋእቲ ጌርካ ኣቕርበለይ።


ነቲ ናባይ ብሓዊ ዝቐርብ መስዋእቲ በእዳዉ የምፅኣዮ። እቲ ሓኸለ ናባይ እናወዝወዝካ ኸም ዝቐርብ መስዋእቲ ምእንቲ ኽቐርብስ፥ ነቲ ስብሑን ሓኸለኡን የምፅአዮ።


ካብ መስዋእቲ ምስጋና ደቂ እስራኤል ነቲ ናባይ ናብ እግዚኣብሄር እናወዝወዝካ ዝቐርብ ሓኸለን ናባይ ዝቐርብ እግርን ወሲደ ንኣሮንን ንደቁን ንዘለኣለም ዝነብር ስርዓት ገይረ ሂበዮም ኣለኹ።


ነዝ ዅሉ ኣብ ኣእዳው ኣሮንን ኣብ ኣእዳው ደቁን ኣንበሮ፤ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ከዓ እናወዝወዝካ ዝቐርብ መስዋእቲ ገይሩ ወፈዮ።


ሙሴ ድማ ነቲ ሓኸለ ወሲዱ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር እናወዝወዝካ ዝቐርብ መስዋእቲ ገይሩ ወፈዮ። ከምቲ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞ፥ ካብቲ ኣብ ምቕባል ክህነት ዝሕረድ ማጕላ፥ እዙይ ብፅሒት ሙሴ ነበረ።


ሽዑ እቲ ኻህን ከምቲ እናወዝወዝካ ናባይ ዝቐርብ መስዋእቲ ገይሩ ይወዝውዞ። እዙይ ምስቲ ዝውዝወዝ ሓኸለን ፍሉይ እግርን ነቲ ኻህን ይኹን። ድሕሪዙይ እቲ ናዝራዊ ወይኒ ኽሰቲ ይኽእል።


በታ ጊዜ እቲኣ እግዚኣብሄር ንነገድ ሌዊ፥ ታቦት ኪዳን እግዚኣብሄር ክፆሩ፥ ንእኡ ንምግልጋል ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ንኽቖሙ፥ ብስሙ ንኽባርኹ እግዚኣብሄር ክሳዕ ሎሚ ንነገድ ሌዊ ፈለዮም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos