Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 7:85 - መፅሓፍ ቅዱስ

85 ሓደ ፃሕሊ ብሩር ሓደን ፈረቓን ኪሎ ግራም፥ ሓደ ውንጭሕቲ፥ ሸሞንተ ሚእቲ ግራም ዝምዘን ነበረ። ኵሉ ኣቑሑ ብሩር ብሚዛን መቕደስ ዕስራን ሸሞንተን ኪሎ ግራም ነበረ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 7:85
7 Referencias Cruzadas  

“እንሆ ኣነ ኸዓ፥ ብዓቕመይ ንቤት እግዚኣብሄር ዝኸውን ሰለስተ ሽሕን ኣርባዕተ ሚእትን ኪሎ ግራም ወርቅን ልዕሊ ሰላሳን ኣርባዕተን ሽሕ ኪሎ ግራም ብሩርን ኣዳልየ ኣለኹ። ነሃስን ሓፂንን ከዓ ብዙሕ ስለ ዝኾነ ኽምዘን ዘይከኣል ኣዳልየ ኣለኹ። ኣእዋምን ኣእማንንውን ኣዳልየ ኣለኹ። ንስኻ ድማ ኣብ ልዕሊኡ ወስኸሉ።


ንመለበጢ መንደቕ ኣባይቲ ዝኸውን ሚእቲ ሺሕ ኪሎ ግራም ፅሩይ ወርቂ፥ ክልተ ሚእትን ኣርብዓን ሽሕ ኪሎ ግራም ብሩር፥


ንስራሕ ቤት እግዚኣብሄር ከዓ ሚእትን ሰብዓን ሽሕ ኪሎ ግራም ወርቅን፥ ሰለስተ ሚእትን ኣርብዓን ሽሕ ኪሎ ግራም ብሩርን፥ ሽዱሽተ ሚእትን ዕስራን ሽሕ ኪሎ ግራም ነሃስን፥ ሰለስተ ሚልዮንን ኣርባዕተ ሚእትን ሽሕ ኪሎ ግራም ሓፂንን ሃቡ።


በታ መሰውኢ ዝተቐብአላ መዓልቲ ሹመኛታት እስራኤል ንመቐደሲኡ ክኸውን ዘቕረብዎ መባእ ኸምዙይ እዩ፦ ዓሰርተ ኽልተ ፃሕሊ ብሩር፥ ዓሰርተ ኽልተ ውንጭሕቲ ብሩር፥ ዓሰርተ ኽልተ ፅዋዕ ወርቂ።


እተን ዕጣን ዝመልኣ ዓሰርተ ኽልተ ፅዋዕ ወርቂ ነንፅዋዕ ብሚዛን መቕደስ ሚእትን ዓሰርተን ግራም ዝምዘና ነበራ። ኵለን እተን ፅዋዓት ወርቂ ኸዓ ዕስራን ሸሞንተን ኪሎ ግራም ኮና።


ንሳ ኸምቲ እኖኣ ኣቐዲማ ዝመኸረታ፥ “ርእሲ መጥምቕ ዮሃንስ ኣብ ፃሕሊ ጌርካ ሃበኒ” በለቶ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos