Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 7:71 - መፅሓፍ ቅዱስ

71 ንመስዋእቲ ምስጋና ዝኾኑ ኽልተ ኣብዑርን ሓሙሽተ ማጓሉን ሓሙሽተ ዲበላታትን፥ ዓመት ዝገበሩ ሓሙሽተ ጡበታት ኣባጊዕን፥ ኣቕረበ። መባእ ኣኪዔዘር ወዲ ዓሚሳዳይ እዙይ እዩ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 7:71
4 Referencias Cruzadas  

ካብ ዳን ኣኪዔዘር ወዲ ዓሚሳዳይ፥


ሰራዊት ዳን ብወገን ሰሜን ኣብ ትሕቲ ሰንደቕ ዕላማኦም ይስፈሩ። ሹም ደቂ ዳን ኣኪዔዘር ወዲ ዓሚሳዳይ እዩ።


ስለ ሓጢኣት ዝስዋእ ሓደ ዲበላ፥


ኣብ መበል ዓሰርተ ሓደ መዓልቲ መባኡ ዘቕረበ፥ ፋግኤል ወዲ ዖክራን፥ ሹም ደቂ ኣሴር ነበረ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos