Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 7:45 - መፅሓፍ ቅዱስ

45 ንዝቃፀል መስዋእቲ ዝኾኑ ሓደ ዝራብዕን ሓደ ማጕላን፥ ዓመት ዝገበረ ሓደ ጡበት በጊዕን፥

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 7:45
7 Referencias Cruzadas  

ስለ መስዋእትኻ ዝዘልፈካ ኣይኮንኩን፤ እቲ ዝቃፀል መስዋእትኻ ዅልሻዕ ኣብ ቅድመይ እዩ።


ዕጣን ምስ ስቡሓት ኣባጊዕ፥ ንዝቃፀል መስዋእቲ ዝራብዕ ኸቕርበልካ እየ፤ ኣብዑርን ኣጣልንውን ክስውአልካ እየ።


“ብዝሒ መስዋእትኹም ንኣይ እንታይ ይጠቕመኒ?” ይብል እግዚኣብሄር። “ዘቕረብኩምለይ ዝቃፀል መስዋእቲ ዲበላታትን፥ ዝቃፀል መስዋእትን ስብሒ ዝራብዕን ፀጊበ ኣለኹ። ደም ዝራብዓት ኮነ ደም ማጓሉ ወይ ደም ዲበላታት ኣየሕጕሰንን እዩ።


“ብሓቂ ንሱ ደዌና ተቐበለ፤ ሕማምናውን ተሸከመ፤ ንሕና ግና ብእግዚኣብሄር ከም ዝተወቕዐን፥ ከም ዝተቐስፈን ከም ዝተሳቐየን ቈፀርናዮ።


ሚእትን ዓሰርተን ግራም ዝሚዛኑ ዕጣን ዝመልአ ፅዋዕ ወርቂ፥


ስለ ሓጢኣት ዝስዋእ ሓደ ዲበላ፥


ንሕና ብክርስቶስ፥ ተኻፈልቲ ፅድቂ እግዚኣብሄር ምእንቲ ኽንከውን፥ ነቲ ሓጢኣት ዘይብሉ፥ ንእኡ ከም ሓጢኣት ገበሮ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos