Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 7:36 - መፅሓፍ ቅዱስ

36 ኣብ ሓምሸይቲ መዓልቲ መባኡ ዘቕረበ ሰለሚኤል ወዲ ሱሪሳዳይ፥ ሹም ደቂ ስምኦን ነበረ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 7:36
4 Referencias Cruzadas  

ካብ ስምኦን፥ ሰለሚኤል ወዲ ሰዲዮር፥


ምስኡ ለጊቦም ከዓ ነገድ ስምኦን ይስፈሩ። ሹም ደቂ ስምኦን ድማ ሰለሚኤል ወዲ ሱሪሳዳይ እዩ።


ንመስዋእቲ ምስጋና ዝኾኑ ኽልተ ኣብዑርን ሓሙሽተ ማጓሉን ሓሙሽተ ዲበላታትን፥ ዓመት ዝገበሩ ሓሙሽተ ጡቦታት ኣባጊዕን ኣቕረበ። መባእ ኤሊሱር ወዲ ሸዴዉር እዙይ እዩ።


ንሱ፥ ንመስዋእቲ እኽሊ ዝኸውን ብዘይቲ ዝተለወሰ ልሑም ሕሩጭ፥ ብሚዛን መቕደስ ሓደን ፈረቓን ኪሎ ግራም ዝሚዛኑ ሓደ ፃሕሊ ብሩር፥ ሸሞንተ ሚእቲ ግራም ዝሚዛኑ ሓደ ውንጭሕቲ ብሩር፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos