Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 6:19 - መፅሓፍ ቅዱስ

19 ነቲ ዝወፈዮ ፀጕሪ ርእሱ ምስ ላፀዮ፥ እቲ ኻህን ነታ ዝበሰለት ኢድ ማጕላ ይውሰዳ፤ ካብቲ መሶብ ከዓ ሓደ ዘይበዅዐ ቕጫን ሓደ ዘይበዅዐ ረቂቕ ቅጫን ገይሩ ኣብ ኢድ እቲ ናዝራዊ የንብሮ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 6:19
7 Referencias Cruzadas  

እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዙይ በሎ፦


ነቲ ናባይ ብሓዊ ዝቐርብ መስዋእቲ በእዳዉ የምፅኣዮ። እቲ ሓኸለ ናባይ እናወዝወዝካ ኸም ዝቐርብ መስዋእቲ ምእንቲ ኽቐርብስ፥ ነቲ ስብሑን ሓኸለኡን የምፅአዮ።


ነዝ ዅሉ ኣብ ኣእዳው ኣሮንን ኣብ ኣእዳው ደቁን ኣንበሮ፤ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ከዓ እናወዝወዝካ ዝቐርብ መስዋእቲ ገይሩ ወፈዮ።


ሙሴ ድማ ንኣሮንን ንደቁን “ከምቲ እግዚኣብሄር ነቲ ስጋ፥ ‘ኣሮንን ደቁን ይብልዕዎ’ ኢሉ ዝኣዘዞ፥ ኣብ ኣፍ ደገ እቲ መራኸቢ ድንኳን ኴንኩም ኣብስልዎ እሞ፥ በቲ ኣብ ምቕባል ክህነት ዝቐርብ መሶብ ዘሎ ሕብስቲ ጌርኩም ኣብኡ ብልዕዎ።


ንደቂ እስራኤል ከምዙይ በሎም፦ ሰብኣይ ኮነ ሰበይቲ ናዝራዊ ክኸውን ንእግዚኣብሄር ክውፈ እንተ ተመባፅዐ፥


ነቲ ስብሒ ገና ኸየሕረርዎ እንተለዉውን፥ ሓሽከር እቲ ኻህን ናብቲ ሰዋኢ ሰብ መፂኡ “እቲ ኻህን ጥረ ስጋ ደኣ እምበር፥ ዝበሰለ ስጋ ኻባኻ ኣይወስድን እዩ እሞ፥ ዝጥበስ ስጋ ሃበኒ” ይብሎ ነበረ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos