Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 5:13 - መፅሓፍ ቅዱስ

13 ምስ ካልእ ሰብኣይ እንተ ደቂሳ፥ ምስክር ስለ ዘይተረኽባ፥ ብሕቡእ እንተ ረኸሰት ስለ ዘይተትሐዘት፥ እዙይ ካብ ዓይኒ ሰብኣያ እንተ ተኸወለ፥ ብሕቡእ ድማ እንተ ረኸሰት፥

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 5:13
6 Referencias Cruzadas  

“ግብሪ ዘማዊት ሰበይቲ ኸዓ ኸምኡ እዩ፤ ከምኡውን በሊዓ ኣፋ እትሕብስሞ፥ ‘ሓደ ኽፉእ ነገር ኣይገበርኩን’ እትብል፥ መንገዲ ኣመንዝራ ሰበይቲ እያ።”


ብኢዱውን ዝተቛፀረ ኸረጢት ብሪ ሒዙ ኸይዱ ኣሎ፤ ወርሒ ምሉእ ምስ ኮነት እዩ ዝምለስ በለቶ።


ኣብ ሰይፍኹም ትፅግዑ፥ ፅያፍ ትገብሩ ኣለኹም፤ ነፍሲ ወከፍኩም ንሰበይቲ ብፃዩ የርክስ ኣሎ፤ ምስ ናይ እዙይስ ነታ ምድሪዶ ኽትወርስዋ ኢኹም።”


ንርእስኻ በኣኣ ኸይትረክስ፥ ሕፍረት ሰበይቲ ብፃይካ ኣይትቕላዕ።


ምስ ሰበይቲ ሰብኣይ ዝዘመወ ሰብ፥ ምስ ሰበይቲ ብፃዩ ስለ ዝዘመወ፥ እቲ ዝዘመወን እታ ዝዘመወትን ይቀተሉ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos