Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 4:42 - መፅሓፍ ቅዱስ

42 እቶም ካብ ዓሌታት ደቂ ሜራሪ በብዓሌቶምን በብማይ ቤቶምን ዝተቘፀሩ ድማ፥

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 4:42
4 Referencias Cruzadas  

ወዲ ሞሖሊ፥ ወዲ ሙሲ፥ ወዲ ሜራሪ፥ ወዲ ሌዊ እዮም።


ከምኡውን ነቶም በብማይ ቤት ኣቦታቶም ዝተፅሓፉ ኻህናት፥ ነቶም ልዕሊ ደቂ ዕስራ ዓመት ዝኾኑ ኣብ ከክፍሎም ከከም ኣገልግሎቶም ዝተፅሓፉ ሌዋውያን ይዕድልዎም ነበሩ።


እቶም ካብ ዓሌታት ደቂ ጌድሶን ዝተቘፀሩ ኣብቲ መራኸቢ ድንኳን ዘገልግሉ ዅሎም፥ ሙሴን ኣሮንን ብትእዛዝ እግዚኣብሄር ዝቘፀርዎም እዚኣቶም እዮም።


ዕድመኣቶም ካብ ሰላሳ ዓመት ክሳዕ ሓምሳ ዓመት ዘለዉ፥ ኣብ ስራሕ እቲ መራኸቢ ድንኳን ከገልግሉ ዝኣትዉ ዅሎም፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos