22 ካብ ነገድ ዳን፥ ቡቂ ወዲ ዮግሊ።
ንሳቶም ከዓ ናብኡ ቐሪቦም “ኣብዙይ ንእንስሳትና ደምበታት፥ ንደቅና ድማ ኸተማታት ክንሰርሕ ኢና፤
ካብ ነገድ ብንያም፥ ኤልዳድ ወዲ ኪስሎን።
ካብ ደቂ ዮሴፍ፥ ካብ ነገድ ምናሴ፥ ኣኒኤል ወዲ ሱፊድ።