21 ካብ ነገድ ብንያም፥ ኤልዳድ ወዲ ኪስሎን።
“ብንያም መንጣሊ ተዅላ እዩ፤ ንግሆ ዝመንጠሎ ይበልዕ፤ ምሸት ከዓ ዝማረኾ የካፍል።”
መንእሰይ ብንያም ብሓይሉ ኣብኡ ኣሎ፤ ገዛእቶም ኣሕሉቕ ይሁዳን፥ ኣሕሉቕ ዛብሎንን፥ ኣሕሉቕ ንፍታሌምን ኣለዉ።
ካብ ነገድ ዳን፥ ቡቂ ወዲ ዮግሊ።
ብዛዕባ ብንያም ከምዙይ በለ፦ “ብእግዚኣብሄር ዝተፈተወ፥ ብእኡውን ተኣማሚኑ ይነብር፤ ምሉእ መዓልቲ የፅልለሉ፤ ኣብ መንጎ ማእገሩ ድማ ይሓድር።”