8 ካብ መንፅር ፊሃሒሮት ተልዒሎም ብማእኸል ባሕሪ ኤርትራ ገይሮም ናብ ምድረ በዳ ተሳገሩ። ኣብ ምድረ በዳ ኤታም መንገዲ ሰለስተ መዓልቲ ኸይዶም ከዓ ኣብ ማራ ሰፈሩ።
“ንደቂ እስራኤል፥ ተመሊሶም ኣብ መንፅር ፒሃሒሮት፥ ኣብ መንጎ ሚግዶልን ባሕርን ክሰፍሩ ንገሮም። ኣብ መንፅር በዓልፀፎን፥ ኣብ ጥቓ ባሕሪ ስፈሩ።