6 ካብ ሱኮት ተልዒሎም ኣብታ ኣብ ወሰን በረኻ ዘላ ኤታም ሰፈሩ።
ደቂ እስራኤል ካብ ሱኮት ተልዒሎም ኣብ ኤታም ኣብ ወሰን ምድረ በዳ ሰፈሩ።
ካብ ኤታም ተልዒሎም፥ ኣብ ምብራቕ በኣልዛፎን ናብ ዘላ ፊሃሒሮት ተመሊሶም፥ ኣብ ጥቓ ሚግዶል ሰፈሩ።