5 ደቂ እስራኤል ካብ ራምሴ ተልዒሎም ኣብ ሱኮት ሰፈሩ።
ደቂ እስራኤል ድማ ኻብ ራምሴ ተልዒሎም ናብ ሱኮት ተጕዓዙ። ኵሎም፥ ብዘይ ኣንስትን ቈልዑን፥ ሽዱሽተ ሚእቲ ሽሕ ዝኾኑ እግረኛ ሰብኡት ነበሩ።
ካብ ሱኮት ተልዒሎም ኣብታ ኣብ ወሰን በረኻ ዘላ ኤታም ሰፈሩ።