Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 33:44 - መፅሓፍ ቅዱስ

44 ካብ ኦቦት ተልዒሎም፥ ኣብ ወሰን ሞኣብ እትርከብ ኣብ ጋይ ሰፈሩ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 33:44
4 Referencias Cruzadas  

ደቂ እስራኤል ተጕዒዞም ኣብ ኦቦት ሰፈሩ።


ካብ ኦቦት ተጕዒዞም ድማ፥ ኣብ መንፅር ሞኣብ ብወገን ምብራቕ ኣብ ዘሎ ምድረ በዳ ኣብ ዒዬዓባሪም ሰፈሩ።


ካብ ፉኖን ተልዒሎም፥ ኣብ ኦቦት ሰፈሩ።


ካብ ጋይ ተልዒሎም፥ ኣብ ዲቦንጋድ ሰፈሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos