43 ካብ ፉኖን ተልዒሎም፥ ኣብ ኦቦት ሰፈሩ።
ደቂ እስራኤል ተጕዒዞም ኣብ ኦቦት ሰፈሩ።
ካብ ኦቦት ተጕዒዞም ድማ፥ ኣብ መንፅር ሞኣብ ብወገን ምብራቕ ኣብ ዘሎ ምድረ በዳ ኣብ ዒዬዓባሪም ሰፈሩ።
ካብ ሴልሞና ተልዒሎም፥ ኣብ ፉኖን ሰፈሩ።
ካብ ኦቦት ተልዒሎም፥ ኣብ ወሰን ሞኣብ እትርከብ ኣብ ጋይ ሰፈሩ።