41 ካብ እምባ ሆር ተልዒሎም፥ ኣብ ሴልሞና ሰፈሩ።
ንምድሪ ኤዶምያስ ርሒቖም ክዞሩ ኻብ እምባ ሆር ተልዒሎም ንባሕሪ ኤርትራ ኣቢሎም ተጕዓዙ፤ እቶም ህዝቢ ኸዓ ካብ መንገዲ ዝተልዓለ ደኸሙ።
እቲ ኣብ ደቡብ ከነዓን ዝነብር ከነዓናዊ ንጉስ ኣራድ፥ ደቂ እስራኤል ይመፁ ኸም ዘለዉ ሰምዐ።
ካብ ሴልሞና ተልዒሎም፥ ኣብ ፉኖን ሰፈሩ።