18 ካብ ሓፄሮት ተልዒሎም፥ ኣብ ሪትማ ሰፈሩ።
ብድሕሪኡ እቲ ህዝቢ ኻብ ሓፀሮት ተልዒሉ ተጕዓዘ፤ ኣብ ምድረ በዳ ፋራን ድማ ሰፈረ።
ካብ መቓብር ምንዮት ተልዒሎም፥ ኣብ ሓፄሮት ሰፈሩ።
ካብ ሪትማ ተልዒሎም፥ ኣብ ሬሞን ዘፋሬስ ሰፈሩ።