14 ካብ ኤሉስ ተልዒሎም፥ ኣብ ራፊዲም ሰፈሩ፤ ኣብኣ ድማ እቶም ህዝቢ ዝሰትይዎ ማይ ኣይነበረን።
ካብ ራፊዲም ተልዒሎም ናብ ምድረ በዳ ሲና መፁ። ኣብቲ ምድረ በዳ ኣብ መንፅር እቲ እምባውን ሰፈሩ።
ካብ ራፋቃ ተልዒሎም፥ ኣብ ኤሉስ ሰፈሩ።