13 ካብ ራፋቃ ተልዒሎም፥ ኣብ ኤሉስ ሰፈሩ።
ካብ ምድረ በዳ ሲን ተልዒሎም፥ ኣብ ራፋቃ ሰፈሩ።
ካብ ኤሉስ ተልዒሎም፥ ኣብ ራፊዲም ሰፈሩ፤ ኣብኣ ድማ እቶም ህዝቢ ዝሰትይዎ ማይ ኣይነበረን።