12 ካብ ምድረ በዳ ሲን ተልዒሎም፥ ኣብ ራፋቃ ሰፈሩ።
ደቂ እስራኤል ብምሉኦም ካብ ምድረ በዳ ሲን ተልዒሎም፥ ከምቲ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞም ካብ ሰፈር ናብ ሰፈር ተጕዓዙ። ኣብ ራፊዲም ድማ ሰፈሩ። ዝሰትይዎ ማይ ግና ኣይነበሮምን።
ካብ ባሕሪ ኤርትራ ተልዒሎም፥ ኣብ ምድረ በዳ ሲን ሰፈሩ።
ካብ ራፋቃ ተልዒሎም፥ ኣብ ኤሉስ ሰፈሩ።