Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 32:42 - መፅሓፍ ቅዱስ

42 ኖባህ ድማ ኸይዱ ንቕኤናትን ቍሸታታን ሓዛ፤ ብስሙ ኸዓ ኖባህ ኢሉ ኣውፅአላ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 32:42
3 Referencias Cruzadas  

ኣቤሴሎም ብህይወቱ እንተሎ “ንመዘከርታ ስመይ ዝኾነኒ ወዲ የብለይን” ኢሉ ይሓስብ ስለ ዝነበረ፥ ኣብ ለሰ ንጉስ ሓደ ሓወልቲ ኣቝሙ ነበረ። ነቲ ሓወልቲ ኸዓ ብስሙ ሰመዮ፤ ክሳዕ ሎሚ ድማ “ሓወልቲ ኣቤሴሎም” ተብሂሉ ይፅዋዕ ኣሎ።


ብልቦም፥ ገዛኣቶም ንዘለኣለም ዝነብር፥ መሕደሪኦምውን ንውሉድ ወለዶ ዝኸውን ይመስሎም፤ በብሃገሮም ስማቶም ይፅዋዕ።


ጌዴዎን ድማ ብመንገዲ እቶም ኣብ ምብራቕ ኖባን ዮግበሃን ኣብ ድንኳን ሃዲኦም ናብ ዝነብሩ ሰራዊት ደዪቡ፥ ነቲ ኣብ ሰፈር ዘሎ ሰራዊት ኣዘንጊዑ ወቕዖ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos