Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 32:24 - መፅሓፍ ቅዱስ

24 እምበኣር ንደቅኹም ከተማታት፥ ነባጊዕኹም ከዓ ደምበታት ስርሑ፤ ነቲ ኻብ ኣፍኩም ዝወፀ ነገር ድማ ግበርዎ።”

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 32:24
5 Referencias Cruzadas  

“ይሳኮር፥ ብርቱዕ ዝዓፅሙ ኣድጊ እዩ፤ ኣብ ማእኸል ሰፈር ኣባጊዕ ድማ ይድቅስ።


ሰብ ንእግዚኣብሄር ሓደ ነገር ክህቦ እንተ ተመባፅዐ፥ ወይ ‘እዝ ነገር እዙይ ይትረፈኒ’ ኢሉ ብምምሓል እንተ ተመባፅዐ፥ ከምቲ ዝበሎ ደኣ ይፈፅም እምበር፥ ቃሉ ኣይዕፀፍ።


ንሳቶም ከዓ ናብኡ ቐሪቦም “ኣብዙይ ንእንስሳትና ደምበታት፥ ንደቅና ድማ ኸተማታት ክንሰርሕ ኢና፤


ደቂ ጋድን ደቂ ሮቤልን ድማ ንሙሴ “ጐይታና! ኸምቲ ዝበልካና ኽንገብር ኢና።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos