Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 32:19 - መፅሓፍ ቅዱስ

19 ርስትናስ ካብ ፈለገ ዮርዳኖስ ብወገን ምብራቕ በፂሑና እዩ እሞ፥ ኣብ ማዕዶ ዮርዳኖስ ኣብ ንየው ምስኣቶም ርስቲ ኣይንወርስን” በሉ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 32:19
11 Referencias Cruzadas  

ሎጥ፥ ወዲ ሓዉ ንኣብራም ድማ፥ ኣብ ሰዶም ይነብር ስለ ዝነበረ፥ ምስ ጥሪቱ ማሪኾም ወሰድዎ።


ብዘመን ፋቁሔ ንጉስ እስራኤል፥ ቴልጌልቴልፌልሶር ንጉስ ኣሶር ክወርር መፀ። ንኸተማታት ዒዮንን ኣቤልቤትማዓካን ኢያኖክን ቃዴስን ሓፆርን ሓዘን። ከምኡውን ንምድሪ ገለዓድን ንምድሪ ገሊላን ንዅላ ምድሪ ንፍታሌምን ሓዘን። ንህዝበን ማሪኹ ኸዓ ናብ ኣሶር ወሰዶም።


እቲ ብመጀመርታ ቐልጢፉ ዝተኣከበ ሃብቲ፥ መወዳእታኡ ኣይባረኽን እዩ።


እዞም ክልተ ነገድን እዝ ፈረቓ ነገድን ኣብ ማዕዶ ዮርዳኖስ ናይ ኢያሪኮ ብወገን ምብራቕ ፀሓይ ረርስቶም ሒዞም ኣለዉ።


ነገድ ሮቤልን ነገድ ጋድን ፍርቂ ነገድ ምናሴን፥ ከምቲ ባርያ እግዚኣብሄር ሙሴ ዝሃቦም፥ ኣብ ማዕዶ ዮርዳኖስ ብወገን ምብራቕ ርስቶም ተቐበሉ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos