16 ብጊዜ ንእስነታ ኣብ እንዳ ኣቦኣ እንተላ፥ ኣብ መንጎ ኣቦን ጓልን፥ ኣብ መንጎ ሰብኣይን ሰበይትን፥ እግዚኣብሄር ንሙሴ ዝኣዘዞ ስርዓት እዙይ እዩ።
ኣብ ክዳን ፀጕሪ ወይ ኣብ ክዳን ሃሪ ወይ ኣብ ቅጥኒ፥ ወይ ኣብ ፋእሚ፥ ወይ ኣብ ዝኾነ ብቘርበት ዝተሰርሐ ኣቕሓ፥ ዘሎ ሕማም ለምፂ፥ ንፁህ ምዃኑ ወይ ዝረኸሰ ምዃኑ ንምንጋር ዘኽእለካ ሕጊ እዙይ እዩ።
ሰሚዑ እንተሎ መዓልቲ ኣሕሊፉ እንተ ኣፍረሶ ግና፥ እቲ ናይታ ሰበይቲ በደል ናቱ ይኸውን።”
እግዚኣብሄር ንሙሴ ኸምዙይ በሎ፦