49 ሙሴ ድማ ኻብቶም ካብ ሌዋውያን ሕልፊ ዝኾኑ፥ ገንዘብ ቤዛ ወሰደ።
ነቲ ኽትብዘዎም ኢልካ ዘኽፈልካዮ ገንዘብ ድማ ንኣሮንን ንደቁን ሃቦም።”
ካብ በዅሪ ደቂ እስራኤል፥ ብሚዛን ቤተ መቕደስ፥ ሽሕን ሰለስተ ሚእትን ስሳን ሓሙሽተን ቅርሺ ብሩር ወሰደ።