24 ሹም ዓሌታት ጌርሾናውያን ኤልያሳፍ ወዲ ላኤል እዩ።
ዓሌታት ጌርሾናውያን ብድሕሪ ድንኳን ብወገን ምዕራብ ይስፈሩ።
ሓላፍነት ደቂ ጌድሶን፥ ኣብቲ መራኸቢ ድንኳን፥ ነቲ ድንኳንን መኽደኒኡን መደረብታኡን መጋረጃ ኣፍ ደገ ድንኳንን፥
“ንደቂ ጌድሶን በብማይ ቤቶምን በብዓሌቶምን ቍፅሮም ውሰድ።