17 ደቂ ሌዊ፥ በብስሞም ጌድሶን፥ ቃዓት፥ ሜራሪ እዮም።
ደቂ ሌዊ፦ ጌድሶን፥ ቀዓት፥ ሜራሪ።
ዳዊት ድማ ንደቂ ሌዊ ኸከም ማይ ቤቶም፦ ንጌድሶን፥ ንቀኣትን፥ ንሜራሪን ኣብ ሰለስተ መቐሎም።
ሙሴ ድማ ኸምቲ ቓል እግዚኣብሄር ዝኣዘዞ ገይሩ ቘፀሮም።