14 እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኣብ በረኻ ሲና
ደቂ ሌዊ፦ ጌድሶን፥ ቀኣት፥ ሜራሪ እዮም።
ደቂ እስራኤል ካብ ምድሪ ግብፂ ኻብ ዝወፁ ብሳልሰይቲ ወርሒ፥ በታ መጀመርታ መዓልቲ ናብ ምድረ በዳ ሲና መፁ።
ሌዋውያን ግና በብማይ ቤት ኣቦታቶም ምስኣቶም ኣይተቘፀሩን።