Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 28:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 መስዋእቲ እኽሊ ድማ ብዘይቲ ዝተለወሰ ሕሩጭ ኣቕርቡ፦ መምስ ሓደ ዝራብዕ ሰለስተ ኺሎ ግራም ሕሩጭ፥ ምስቲ ማጕላ ኽልተ ኺሎ ግራም ሕሩጭ፥

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 28:12
6 Referencias Cruzadas  

ንሱ ድማ መስዋእቲ ብልዒ፥ ንነፍሲ ወከፍ ዝራብዕ ሓደ ኢፍ፥ ንነፍሲ ወከፍ ማጕላ ከዓ ሓደ ኢፍ፥ ንነፍሲ ወከፍ ኢፍውን ሓደ ኢን ዘይቲ ኸቕርብ እዩ።


ደቂ ኣሮን ድማ ኣብ መሰውኢ፥ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ሓዊ ዘሎ ዕንፀይቲ፥ ኣብ ልዕሊ እቲ ዝቃፀል መስዋእቲ የቃፅልዎ። እዙይ መስዋእቲ ሓዊ ንእግዚኣብሄር ጥዑም ጨና እዩ።


መምስ ሓደ ጡበት በጊዕ ድማ ሓደ ኺሎ ግራም ሕሩጭ ኣቕርቡ። እዙይ ንኣይ ንእግዚኣብሄር ደስ ዘብለኒ ብሓዊ ዝቃፀል ጥዑም ዝጨናኡ መስዋእቲ እዩ።


መምስ ሓደ ጡበት በጊዕ ከዓ ሓደ ኺሎ ግራም ሰውኡ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos