Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሑልቍ 27:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 ኣቦና፥ ወዲ ብዘይምውላዱ፥ ስለ ምንታይ ስሙ ኻብ ማእኸል ዓሌቱ ዝጠፍእ? ምስ ሓወቦታትና ርስቲ ሃበና” በላ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሑልቍ 27:4
6 Referencias Cruzadas  

ደቁ ይጥፍኡ፤ ብሓደ ትውልዲ ስሙ ይደምሰስ።


ሙሴ ግና ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣምላኹ ኸምዙይ ኢሉ ፀለየ፦ “ኦ እግዚኣብሄር! ስለ ምንታይ ቍጥዓኻ ኣብዝ ብዓብዪ ሓይልን ብፅንዕቲ ኢድን፥ ካብ ምድሪ ግብፂ ዘውፃእኻዮ ህዝብኻ ዝነድድ?


ንፃድቃን ኵልሻዕ ብርሃን እዩ፤ መብራህቲ ሓጥኣን ግና ይጠፍእ።


“ኣቦና ኣብ ምድረ በዳ ሞተ፤ ንሱ ብሓጢኣቱ እዩ ዝሞተ እምበር፥ ምስቶም ኣብ ልዕሊ እግዚኣብሄር ዝተስኡ ሰዓብቲ ቆሬ ኣይነበረን፤ ኣወዳት ድማ ኣይነበርዎን።


ሙሴ ድማ ነቲ ነገረን ናብ እግዚኣብሄር ኣቕረቦ።


ኣብ ቅድሚ ኻህን ኣልኣዛርን ኣብ ቅድሚ ኢያሱ ወዲ ነዌን ኣብ ቅድሚ ኣሕሉቕን ቀሪበን “እግዚኣብሄር ንሙሴ ኣብ ማእኸል ኣሕዋትና ርስቲ ኽህበና ኣዚዝዎ እዩ” በላ። ኢያሱ ኸዓ ኸምቲ ትእዛዝ እግዚኣብሄር ኣብ ማእኸል ሓወቦታተን ርስቲ ሃበን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos