10 ኣሕዋት እንተ ዘይብሉ ድማ ነቲ ርስቱ ንሓወቦታቱ ሃብዎም።
ኣቦኡ ኣሕዋት እንተ ዘይብሉ ድማ ነቲ ርስቲ ኻብ ዓሌቱ ንዝቐርቦ ዘመዱ ሃብዎ፤ ንሱውን ይውረሶ። ከምቲ እግዚኣብሄር ንሙሴ ዝኣዘዞውን፥ ንደቂ እስራኤል ስርዓትን ፍርድን ይኹን።
ጓል እንተ ዘይብሉ ኸዓ ነቲ ርስቱ ነሕዋቱ ሃብዎም።