48 ደቂ ንፍታሌም በብዓሌቶም እዞም ዝስዕቡ እዮም፦ ካብ ዓሌት ያሕፅኤል ያሕፅኤላውያን፥ ካብ ዓሌት ጉኒ ጉናውያን፥
ደቂ ንፍታሌም፦ ያሕፅኤል፥ ጉኒ፥ ዮፅር፥ ሺሌም።
ንፍታሌም ካብ ቢልሃ ዝወለዶም፦ ያሕፂኤል፥ ጉኒ፥ ዮድር፥ ሺሌም እዮም።
ካብ ንፍታሌም ዝተወለዱ፦ በብትውልዶም፥ በብዓሌቶም፥ በብማይ ቤት ኣቦታቶም፥ በብቝፅሪ ስሞም ዝተቘፀሩ፥ ካብ ወዲ ዕስራ ዓመት ንላዕሊ፥ ናብ ውግእ ዝወፁ ዅሎም፥